ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ሞሮኮ ኣብ ራባት ይካየድ ኣሎ…

መቐለ ግንቦት 03/2009(ድወት) ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ሞሮኮ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ራባት ይካየድ ኣሎ።

እቲ ፎረም ሰብ ሃፍቲ ሞሮኮ ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ክወፍሩ ዘኽእል ባይታ ንምምችቻው ዕላማ ዝገበረ’ዩ።

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ፣ ፌደሬሽን ሰራሕተኛታት ሞሮኮን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃእን ዓለምለኻዊ ምትሕብባርን ሞሮኮ ዝተዳለወ’ዩ።