ርብዒ ፍፃመ ምድብ ድልድል ሻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኾይኑ ኣሎ።

መቐለ መጋቢት 08/2009(ድወት) ርብዒ ፍፃመ ምድብ ድልድል ሻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኾይኑ ኣሎ።

በዚ መሰረት፦ባየርሙኒክ ምስ ርያልማድሪድ

• ጁቬዩንትስ ምስ ባርስሎና

• ኣትሌትኮ ማድሪድ ምስ ሌስተርስቲ

• ቦርሽያ ዶርትሙንድ ምስ ሞናኮ

ኣብ ርብዒ ፍፃመ ሻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ክራኽባ እየን።