ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ ቕትለት ምኽንያት ዝኾኑ ሰባት ኣብ ቑፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ…

7 ነሓሰ 2011 ዓ.ም(ድምፂ ወያነ)ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ ቕትለት ምኽንያት እዮም ዝበሎም ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ኣውዒሉ።   ኣፍሪካ ኒውስ ንኣዲስ ስታንዳርድ ጠቒሱ ከምዝገለፆ እንተኾይኑ ነሓሰ 1 ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሃረርጌ ንዘጋጠመ ቕትለት ምኽንያት ዝበሎም ፖላዊስን ኣመሓደርቲ ወረዳን ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ኣውዒሉ ኣሎ።   ብውሑድ ዓሰርተ ሰባት ዝሞትሉ እዚ ጐንፂ ብሓይልታት ፀጥታ እቲ ከባቢ ብሓገዝ ህዝብን ኣባላት ፌደራል ፖሊስን እዮም እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ውዒሎም ዘለዉ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ ምኽንያት ዝኾኑ ሰባት ኣብ ቑፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ…   ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ ቕትለት ምኽንያት እዮም ዝበሎም ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ኣውዒሉ።   ኣፍሪካ ኒውስ ንኣዲስ ስታንዳርድ ጠቒሱ ከምዝገለፆ እንተኾይኑ ነሓሰ 1 ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሃረርጌ ንዘጋጠመ ቕትለት ምኽንያት ዝበሎም ፖላዊስን ኣመሓደርቲ ወረዳን ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ኣውዒሉ ኣሎ።   ብውሑድ ዓሰርተ ሰባት ዝሞትሉ እዚ ጐንፂ ብሓይልታት ፀጥታ እቲ ከባቢ ብሓገዝ ህዝብን ኣባላት ፌደራል ፖሊስን እዮም እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ውዒሎም ዘለዉ።