ትግርኛ | Afar
መቐለ ሓምለ 02/2010(ድወት)ፍሉጥ ድምፃዊ ጀስቲን ቢበር ቐለበት ኣሲሩ።
ወዲ 24 ዓመት ቢበር ምስ ኣሜሪካዊት ሞዴል ሃለይ ባልደዊን እዩ ቐለበት ኣሲሩ።
ቢበር ምስ ኣሜሪካዊት ድምፃዊት ሰሌና ጐሜዝ ዝነበሮ ርክብ ከምዘቋረፀ ይፍለጥ። ቢቢሲ