ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ቐፂሉ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኣእንጊዱ ቡና ንፍፃመ ሓሊፋ።

መቐለ ጥቅምቲ 10/2010(ድወት) ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ቐፂሉ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኣእንጊዱ ቡና ንፍፃመ ሓሊፋ።

ኢትዮጵያ ቡና መስዑድ መሓመድ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሽቶ ንኢትዮ-ኤሌክትሪክ 1ን0 ብምስዓር ናብ ፀወታ ፍፃመ በፂሓ ኣላ።

ኣብ ፀወታ ፍፃመ ድማ ሰንበት ምስ ቅዱስ ጊዮርጊስ ክትገጥም እያ።